ኣቝሑ ገዛ (ቤት ጽሕፈት)» Arredamento
la poltrona
ንኡስ-ጣውላ ዝለገቦ ሰድያ
il comò
ብትሬቶታት ዝተሰርሐ ከብሒ ክዳውንቲ
la tendina
ናይ መስኮት መጋረጃ/ተንዲኒ
la sedia a dondolo
ሰለል ዝብል ሰድያ
la cassaforte
ብኮድ ዝዕጾ ሓጺናዊ መቐመጢ ገንዘብ
lo sgabello
ብጣውላ ዝተሰርሐ ክባዊ መንበር
la lampada da tavolo
ናይ ኮሞዲኖ መብራህቲ