መልእኽቲ
ነዚ ትምህርቲ ክትለማመዶ እንተደሊኻ፡ ነዘን ሓረጋት ጠዊቕካ ፊደላት ከተርኢ ወይ ክትሓብእ ትኽእል ኢኻ።
መጽሓፍ ሓረጋት።
መእተዊ ገጽ > www.goethe-verlag.com > ትግርኛ > עברית > ትሕዝቶ ትሕዝቶ |
ኣነ እየ ዝዛረብ...
TI ትግርኛ
-
AR العربية
-
DE Deutsch
-
EM English US
-
EN English UK
-
ES español
-
FR français
-
IT italiano
-
JA 日本語
-
PT português PT
-
PX português BR
-
ZH 中文
-
AD адыгабзэ
-
AF Afrikaans
-
AM አማርኛ
-
BE беларуская
-
BG български
-
BN বাংলা
-
BS bosanski
-
CA català
-
CS čeština
-
DA dansk
-
EL ελληνικά
-
EO esperanto
-
ET eesti
-
FA فارسی
-
FI suomi
-
HE עברית
-
HI हिन्दी
-
HR hrvatski
-
HU magyar
-
HY հայերեն
-
ID bahasa Indonesia
-
KA ქართული
-
KK қазақша
-
KN ಕನ್ನಡ
-
KO 한국어
-
LT lietuvių
-
LV latviešu
-
MK македонски
-
MR मराठी
-
NL Nederlands
-
NN nynorsk
-
NO norsk
-
PA ਪੰਜਾਬੀ
-
PL polski
-
RO română
-
RU русский
-
SK slovenčina
-
SL slovenščina
-
SQ Shqip
-
SR српски
-
SV svenska
-
TA தமிழ்
-
TE తెలుగు
-
TH ภาษาไทย
-
TI ትግርኛ
-
TR Türkçe
-
UK українська
-
UR اردو
-
VI Tiếng Việt
ክመሃር ደልየ ኣለኹ...
HE עברית
-
AR العربية
-
DE Deutsch
-
EM English US
-
EN English UK
-
ES español
-
FR français
-
IT italiano
-
JA 日本語
-
PT português PT
-
PX português BR
-
ZH 中文
-
AD адыгабзэ
-
AF Afrikaans
-
AM አማርኛ
-
BE беларуская
-
BG български
-
BN বাংলা
-
BS bosanski
-
CA català
-
CS čeština
-
DA dansk
-
EL ελληνικά
-
EO esperanto
-
ET eesti
-
FA فارسی
-
FI suomi
-
HE עברית
-
HI हिन्दी
-
HR hrvatski
-
HU magyar
-
HY հայերեն
-
ID bahasa Indonesia
-
KA ქართული
-
KK қазақша
-
KN ಕನ್ನಡ
-
KO 한국어
-
LT lietuvių
-
LV latviešu
-
MK македонски
-
MR मराठी
-
NL Nederlands
-
NN nynorsk
-
NO norsk
-
PA ਪੰਜਾਬੀ
-
PL polski
-
RO română
-
RU русский
-
SK slovenčina
-
SL slovenščina
-
SQ Shqip
-
SR српски
-
SV svenska
-
TA தமிழ்
-
TE తెలుగు
-
TH ภาษาไทย
-
TR Türkçe
-
UK українська
-
UR اردو
-
VI Tiếng Việt
ነቲ ትርጉም ብኸመይ ክትሪኦ ከም እትደሊ ምረጽ፤
ወደይ ምስ ባምቡልኡ ክጻወት ኣይደልን ኔሩ።
|
|
||
ጓለይ ኩዑሶ ክትጻወት ኣይደለየትን ኔራ።
|
|
||
ሰበይተይ ምሳይ ሻኽ ክትጻወት ኣይደለየትን ኔራ።
|
|
||
|
|
|
|
ደቀይ ንኽዛወሩ ኣይደለዩን ኔሮም።
|
|
||
ነቲ ክፍሊ ክጽርይዎ ኣይደለዩን ኔሮም።
|
|
||
ናብ ዓራቶም ክኸዱ ኣይደለዩን ኔሮም።
|
|
||
|
|
|
|
ኣይስ-ክሪም ክበልዕ ኣይፍቀዶን ነይሩ።
|
|
||
ቾኮላታ ክበልዕ ኣይፍቀዶን ነይሩ።።
|
|
||
ከረመላታት ክበልዕ ኣይፍቀዶን ነይሩ።
|
|
||
|
|
|
|
ንዓይ ገለ ክምነየለይ ይኽእል ኔሩ።
|
|
||
ሓደ ቀሚሽ ክገዝእ ተፈቒዱኒ ኔሩ።
|
|
||
ሓደ ፕራሊን(ቾኮላት) ክወስድ ተፈቒዱለይ ኔሩ።
|
|
||
|
|
|
|
ኣብ ነፋሪት ክትትክኽ ተፈቒዱልካ ዶ ኔሩ?
|
|
||
ኣብ ሆስፒታል ቢራ ክትሰቲ ተፈቒዱልካ ዶ ኔሩ?
|
|
||
ነቲ ከልቢ ናብ ሆተል ክትእተዎ ተፈቒዱልካ ዶ ኔሩ?
|
|
||
|
|
|
|
ብግዜ ዕርፍቲ እቶም ቆልዑ ነዊሕ ኣብ ደገ ክዛነዩ ይኽእሉ ነይሮም።
|
_ח_פ_ה מ_ת_ ה_ה ל_ל_י_ ל_י_א_ ה_ב_ ז_ן ב_ר_ ב_ו_._
b_x_f_h_h m_t_r h_y_h l_y_l_d_m l_h_s_a_e_ h_r_e_ z_a_ b_'_r_v b_x_t_.
בחופשה מותר היה לילדים להישאר הרבה זמן בערב בחוץ.
baxufshah mutar hayah layeledim lehisha'er harbeh zman ba'erev baxuts.
______ מ___ ה__ ל_____ ל_____ ה___ ז__ ב___ ב_____
b________ m____ h____ l________ l_________ h_____ z___ b______ b______
בחופשה מותר היה לילדים להישאר הרבה זמן בערב בחוץ.
baxufshah mutar hayah layeledim lehisha'er harbeh zman ba'erev baxuts. |
||
ንነዊሕ ግዜ ኣብ ቀጽሪ ክጻወቱ ተፈቒዱሎም ኔሩ።
|
|
||
ንነዊሕ ግዜ ክጸንሑ ተፈቒዱሎም ኔሩ።
|
|
||
|
|
|
|
ዳታ ኣይተረኽበን!
|
|
ቪድዮ ኣይተረኽበን! ምውራድ ንውልቃዊ ኣጠቓቕማ፣ ንመንግስታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ወይ ንዘይንግዳዊ ዕላማታት ብነጻ እዩ። ውዕል ፍቓድ | ዝኾነ ጌጋ ወይ ጌጋ ትርጉማት ኣብዚ ጸብጻብ ኣቕርቡ! ኣሰር | © መሰል ቅዳሕ 2007 - 2024 ጎተ ቨርላግ ስታርንበርግን ፈቓደኛታትን። ኩሉ መሰላት ዝተሓለወ እዩ። ርክብ
|