»

der Rucksack, “e
ኣብ ዝባን ዝሕንገጥ ቦርሳ

der Bikini, s
ናይ ደቂ ኣንስትዮ መሐንበሲ ክዳን

die Garderobe, n
መጽንሒ ክዳን ክፍሊ

die Wäscheklammer, n
ኣስፒሎ መስጥሒ ክዳን

der Manschettenknopf, “e
መልጎም እጅገ

die Badelatschen, (Pl.)
ሸበጥ

die Gummistiefel, (Pl.)
እስቲፓሎኒ

die Handtasche, n
ናይ ኢድ ቦርሳ

der Kleiderbügel, -
መንጠልጠሊ ክዳን

das Kopftuch, “er
ሻርባ ናይ ርእሲ

der Wanderschuh, e
ኣብ ገጠር ዝዝውተር ዓይነት ቡት ጫማ

der Wäschekorb, “e
ዘንቢል ቤት ሕጽቦ

der Lederstiefel, -
ብቆርበት ዝተሰርሐ ነዊሕ ጫማ

der Schlafanzug, “e
ናይ ለይቲ ክዳን

die Schuhsohle, n
ሶላ ናይ ጫማ

der Skistiefel, -
ነዊሕ ጫማ ናይ በረድ

der Schneestiefel, -
ኣብ ጊዜ ቀዝሒ ዝምለስ ዓይነት ጫማ

das Sonderangebot, e
ፍሉይ ህያብ

die Strümpfe, (Pl.)
ነዊሕ ካልሲ

der Strohhut, “e
ብላኻ ዝተሰርሐ ባርኔጣ

die Sonnenbrille, n
ናይ ጸሓይ መነጽር

der Badeanzug, “e
መሐምበሲ ክዳን

das Oberteil, e
ብላዕሊ ዝኽደን ክዳን

das Brautkleid, er
ክዳን መርዓ

die Winterkleidung
ኣብ ጊዜ ዛሕሊ ዝዝውተር ክዳን

der Reißverschluss, “e
ሻርኔራ