»

le papier d‘aluminium
መጠቅለሊ መግቢ ኣሉሚንዩም

la boîte de chocolats
ችኮላታ ዝመልአ ካርቶን

la boîte en métal
ብረታዊ ሳንዱቅ

le baril de pétrole
ዘይቲ ዝመልአ ፊስቶ

le sac en papier
ብወረቀት ዝተሰርሐ ቦርሳ

le tonneau de vin
ናይ ወይኒ ፊስቶ

la bouteille de vin
ናይ ወይኒ ጥርሙስ

la boîte en bois
ብዕንጨይቲ ዝተሰርሐ ሳንዱቅ